ምዝገባ

ንደቅኹም ኣብዚ ናይ ትግርኛ ቋንቋ ኮርስ ንምምዝጋብ እዞም ዝስዕቡ ሓበሬታታት ምልእዎ።

ትግርኛ
English

ናይ ወለዲ ሓበሬታ

ናይ ሃገር ኮድ ከተትዎ (ንዓብሻለ +49 ንጀርመን፣ +1 ንኣመሪካ/ካናዳ)

ናይ ቆልዓ ሓበሬታ

ውሕስነት ዝእከብ ሓበሬታ: በዚ ፎርም ትህብዎ ሓበሬታ ብውሑስ መንገዲ ዝዕቅብ ኮይኑ፣ ንደቅኹም ዝያዳ ብምፍላጥ ዝሓሸ አገልግሎት ንምሃብ ጥራይ ንጥቀመሉ። ናይ ውልቅኹም ናይ ክፍሊት ወይ ዝኾነ ተነቃፊ ሓበሬታ ኣብ ሰርቨርና ኣይንዕቅቦን።